ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ ኤልኢዲ ኣምፖላትን መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጡን ትሕቲ ደረጃ ፅሬት ዝኾኑን ኤልኢዲ ኣምፖላት፣ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን ዋየር ፍርያትን ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ዕዳጋ ዝተወሰደ ናሙና ብዝተገበረ 3ይ ወገን ፍተሻ ላቦራቶሪ…