Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቒሚ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቕሚ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳንታት ፊፋን ካፍን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኣብ ዓብዪ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎኡ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ ተሃቂኑ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ገሊፆም። ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ እቲ መገዲ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ማኑፋክቸሪንግን ፈርኒቸርን ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኢንቨስትመንት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ናይ ኤሌክትሪክ መኻይንን ዘበናዊ ናውቲ ቢሮን ምስ ዘፍሪ  ኩባኒያ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና…

ንኩለ መዳይ ዕብየት ሃገር ብምትሕበባር ክንሰርሕ ኢና-ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንውፅኢታዊነት ትግበራ ዝተማልአ ማክሮ ኢኮኖሚን ንኩለ መዳይ ዕብየት ሃገርን ብምትሕበባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣረጋጊፆም። መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ናብ ዝተማልአ ትግበራ ምእታዉ ይፍለጥ። ሚኒስትር ፕላንን…

ኣብ ኣፈፃፅማ መምርሒ ሓዱሽ ወሰኽ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣብ ኣፈፃፅማ መምርሒ ሓዱሽ ወሰኽ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልልን ምምሕዳራት ከተማን ዘቲዩ። ኣብቲ ዘተ፥ ኮሚሽነር ስቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር)፣ሓለፍቲ ቢሮ ስቪል…

ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ካፍ  ፓትሪስ ሞሴፔ ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኢሳያስ ጅራን ሓዊሱ ኣመራርሓ ኩዕሶ እግሪ…

እስራኤል ኣብ ጨንፈር ባንኪ ሊባኖስ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሂዝቦላህ ኣገልግሎት ይህባ ኢየን ኣብ ልዕሊ ዝበለተን  ጨንፈር ባንኪ ሊባኖስ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ፈፂማ። እስራኤል ኣብ ባንክ ኣዲስ ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትሕቲ ሓደ ሰዓት ኣብ ዝኾነ ጊዘ ብነፈርቲ ልዕሊ 24 መጥቃዕቲታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ሎሚ ወጋሕታ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ፖሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚያዊ መሪሕ ንኽኸውን ኣኽኢሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፖሊሲ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ግደ መሪሕነት ንኽዋፃእ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። መድረኽ ምፍላጥ ሃገር ለኸ ፐሎሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ይካየድ ኣሎ። ግርማ ኣመንቴ ኣብዚ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቢሮ ትምህርቲ ኦሮሚያ ስምምዕነት ህንፀት ዘበናዊ ስቱዲዮ ፖድካስት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቢሮ ትምህርቲ ኦሮሚያ ስምምዕነት ህንፀት ዘበናዊ ስቱዲዮ ፖድካስት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ቶላ በሪሶ…