ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ፊፋን ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ፊፋ ላርስ ኒልስ ማቲያስ ግራፍስትሮምን ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍ ሱሌማን ዋበሪን ኣብ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ደቂ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ዋጋነሽ መካሻ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን 2 ሰዓት 20 ደቒቕን 44 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ናብ ሩሲያ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ሞስኮ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሞስኮ መዕርፎ ነፈርቲ ቨኑኮቮ እንትበፅሑ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ሩሲያ ድሙቕ ኣባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ኣጀንዳና ኢዩ – ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ክብሪን ትውልዲን ኣጀንዳኦም ከምዝኾነ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። መንግስቲ ምስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ዞባዊ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪካን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ትውልዲ ሞባይል ኔትወርክ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ከባቢኣን ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብዝለዓለ ቅልጣፈ ኣገልግሎት ምጥቃም ዘኽእል 5ይ ትውልዲ (5ጂ) ሞባይል ኔትወርክ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሪጅን ከተማ ባህር ዳር ኣጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…
ስፓርት ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ሻኦሊን ኢትዮጵያውያን 3 ሜዳሊያታት ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገራት ኣብ ዝተሳተፋሉን ኣብ ቻይና ዝተኻየደን መበል 13 ዓለም ለኸ ውድድር ዤንግዡ ሻኦሊን ኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ስፖርት ውሹ ዝተሳተፉ ማስተራት ሰለስተ ሜዳሊያታት ረኺቦም፡፡ ብመሰረት እዚ ማስተር ሰሚር ናስር ብኣርት ታይቺ ሜዳሊያ…
ስፓርት ማቼስተር ሲቲ ንዎልቭስ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሞሊኒክስ ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ዝተፃወተት ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡ ዎልብስ ኣብ መበል 7ይ ደቒቕ ላርሰን ብዘመዝገባ ሸቶ ክትመርሕ ክኢላ ዝነበረት ትኹን እምበር፤ ግባርድዮል ኣብ…