Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቃላይ ጫሞ ምስ ዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ተተሓሒዙ ክሳብ ሕዚ 12 ኣስከሬን ተረኺቡ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ካብ ኣቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ሙዝን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት ይፍለጥ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ብዝተወገነ ስራሕቲ መድሕን ህይወት ትማሊ 2 ሎሚ መዓልቲ ድማ 10 ኣስከሬን…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ተወሳኺ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ከተማል መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መጀመርያ 100 መዓልቲ በጀት ዓመት 2017 ቀዳማይ…

ፖሊስ ፌደራል ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መምርሒ ምክልኻ ገበን ኣብ 2016 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ከምኡ እውን ነመሓዙት ትካላት ኣፍልጦ ሂቡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ትካል…

ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ፀጋዬ…

ሕቶ ዝቢ ንምምላስ ፖለቲካዊ ዝላ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘልዐሎም ኩለመዳይ ሕቶታት ዝምልስን እዋኑ ዝሓቶ ፖለቲካዊ ዝላን ምርግጋፅ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቸልሲን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ ናብ ሞሊኒዮ ስታዲየም ስታዲየም ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 10 ክትገጥም ኢያ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ…

ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ካፍ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን÷ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) 12 ጥቅምቲ 2017…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን…

ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፓትሪስ ሞትሴፔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…

ሚኒስቴር ጥዕና ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብሰንኪ ተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ጉድኣት ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ዝህሉ ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ምስ ልኡኽ ትልሚ ሪሊፍ ሃንደበታዊ…