ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም…