ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ኣብ 81 ወረዳታት ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዘኽአል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ተወካሊ ዳይሬክተር ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Desta Oct 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዳባ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ጃፓን ኒኮላይ ስታኒስላቮቪች ኖዝድሬቭን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዳሞክራታይዜሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንስኤ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ይካየድ ኣሎ Desta Oct 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ኣኼባ ዋናን ምክትልን ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ኣተሓባባሪ ጉዳይ ብሪክስ ኢትዮጵያን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ዝተመርሐ ጉጅለ ይሳተፍ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሓለፍቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ኩለመዳይ ርክብ ሩሲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማ ዝቐረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምእካብ ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማን ዝቀረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም። እቲ ገምጋም ዓለም ለኻዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዝንባታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ከምዝኾነት ተገሊፁ። ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጄኔቫ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበው ድማ ኣብቲ ኮሜቴ ጉጅለ ኣፍሪካ ብምውካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ጥሒላ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት መምርሒ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ዜና ክሳብ ዝሰናዳእ ሰለስተ ሰባት ብህይወት ከምዝተረኸቡ እቲ መምርሒ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብስፍሓት ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፎረም ቢዝነስ ብሪክስ ብዙም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ክትሃንፅ ከምትደሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዋ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዝና እናፀብፀባ ይርከባ፡፡ ህንፀት እቲ ጦር ሰፈር ዓመፅቲ ሃውቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ድሕንነት ባብ ኢል-ማንዳብ ስትሬት ንምሕላውን ኣብቲ…