ስፓርት ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣብ ሕውነት ዝተሰረተ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርጊሲያን ጋንታ ስፖርት መቻል ተዘዋዊሮም ርእዮም። ኣብቲ ዑደት፥ ብዛዕባ ጋንታ መቻል ታሪካዊ ኣመፃፅኣ፣ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምጥቃም ፈልሲታ ምትካል ይገባል – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምሕላውን ምጉሕጓ መሬት ንምክልኻልን ፈልሲታ በቢእዋኑ ምትካል ከምዝግባልእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ክሰርሕ ኢየ – ኤምባሲ ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊ ኣክባር ገሊፆም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቅድመ ሐዚ መህዳር ፖለቲካ እዛ ሃገር ብዙሓት ፀገማት ዝነበሩዎን ባህሊ ምዝታይ ዘይማዕበለሉን ከምዝነበረ ኣካቢ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ዓለም ለኸ ፃዕሪታት ውፅኢታዊ ንክኾኑ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ግደኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ተገሊፁ። ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን ምስ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ዕብየት፣ ሚኒስቴር ግብርናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 8 ክሳብ 9 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ ፎረም ፍሪያትን ኣገልግሎትን ኢሉእውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ። 26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 21 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ካምፓላ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ክሳብ ሕዚ ህይወት 21 ሰባት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ። ኣብታ ከተማ ኪቲዚ ብዝተብሃለ መጠራቐሚ ረሳሕ ነበርቲ ኣብ ዝደቀሱሉ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት፥ ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። “ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…