ኣብ ቃላይ ጫሞ ምስ ዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ተተሓሒዙ ክሳብ ሕዚ 12 ኣስከሬን ተረኺቡ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ካብ ኣቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ሙዝን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት ይፍለጥ፡፡
እቲ ሓደጋ ስዒቡ ብዝተወገነ ስራሕቲ መድሕን ህይወት ትማሊ 2 ሎሚ መዓልቲ ድማ 10 ኣስከሬን…