ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፥ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ብምቕራፅ ከተማታት ንነበርተንን…