ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ገሊፆም።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ምስ ኣምባሳደር…