ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ካብ ኣንፈት ቦሌ ናብ መስቀል ኣደባባይ ንዝመፅኡ ተሽከርከርቲ ኣብ ኦሎምፒያ ኣደባባይ ላዕለዋይን ታሕተዋይን ካብ…
Uncategorized ባንኪ ዓለም ኣገልግሎት ጥዕና ገፀር ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ካብ ከተማ ርሒቖም ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ገፀር ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ብመንግስቲ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብሚኒስቴር ጥዕና እናተተግበሩ ዝርከቡ ተበፃሕነት ማሕበረሰብ ሓቆፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ ቑጠባዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቱሪዝም ይሰርሕ ከምዘሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርስቲ ነዚ ዘፍለጠ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽን ሓድግታትን ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ… Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ዘሎ ፀገም ፀፅታ እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ንዜጋታቱ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ÷ ብፍላይ ኣብ ደቡብን ምብራቕን ከባቢታት ሊባኖስ…
ስፓርት ራፋዬል ቫራን ጫማ ሰቒሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይን ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ማንቼስተር ዩናይትድ ራፋዬል ቫራን ፀወታ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ፡፡ ቫራን ኣብ ዝሓፈ ክረምቲ መስኮት ዝውውር ንጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ብምልቃቕ ናብ ጣሊያናዊት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ይቕፅል ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ኣሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ስራሕቲ ፅሬት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃይማኖታትን ምእመናንን ተሳቲፎም፡፡