መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር” ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር”ን ስልጠና ምዕባይ ዓቕሚን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ድልየት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣገለግሎት ኤቲኣር ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ብምስፋሕ ንምምሕዳራት…