ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ መካን መዲናን ንዒድ ሰላት ካብታ ሃገርን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ዝመፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምፍራይ መዓድን ካብ ምዝማን ሓሊፉ ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም። ናይ መወዳእታ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆላማ ከባቢታት ንልምዓት መስኖ ዘለዎም ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቆላማ ከባቢታት ንልምዓት መስኖ ዘለዎም ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ብፍሉይ ትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። መንግስቲ ንኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ንምንጋፍ ካብ ዝውግኖም ስራሕቲ ሓደ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲ ነቀምቴ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ጉዲና ቱምሳ ነቀምቴ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብተን ከተማታት እናተኸበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድኣ ል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብ ስታዲየም ጅግጅጋ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ከተማ ቭላዲቮስቶክ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ…