Fana: At a Speed of Life!

ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ  ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ብራስልስ  ኣብ ዝተሳለጠ ግሎባል ጌትዌይ ፎረም 2025 ምስ ዝገበርዎ ተሳትፎ ጎኒ ንጎድኒ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብዘጋቢ ፊልሚ፣ ዜናን ዝተፈላለዩ ፕሮግራማትን ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ ቤት ምኽሪ በቢዓመቱ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ስራሕቲ…

ፓርቲ ስምረት መስራቲ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ስምረት(ስምረት) ፓርቲ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ውዳበ እቲ ፓርቲ ጌታቸው ረዳ ኣብ መኽፈቲ እቲ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው ክንሰርሕ ኣለና…

መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ዘላቒ ኢንቨስትመንትን ኢኖቬሽንን ንጠንካራ ስርዓት ጥዕና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ኩባንያ እንግሊዝ ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያ ኣይተ ቴዎድሮስ ጌታቸውን…

ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፥ እቲ ፎረም “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ስርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሰለስተ መድረኻት…

ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ እዚ ባጀት ዓመት ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)። እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ናይ መጀመሪያ 100 መዓልታት…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ኣመራርሓን ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…

ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል…

ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 2018 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ፈተናታት ትምህርቲን ምዘናናን ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ካብ…