ስፓርት ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት… Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 107 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 107 ሺሕን 191 ሓደሽጺ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኮይኖም ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣፈፃፅሙኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዑ ሶፍ ዑመር ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘለና ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ናይ ቀደማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ -ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ዝስራሕ ኣብ ውሽጢ ቅብብል ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ዝስራሕ ኣብ ውሽጢ ቅብብል ትውልዲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ-ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። እቲ ዑደት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ታሪክ ዘለና ተፃብኦ ንቕድሚት ንከይንስጉም ሓሊኹና፤ ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብምክእኣልን ዘተን ብምፍታሕ ስራሕቲ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ – ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ብምክእኣልን ዘተን ብምፍታሕ ስራሕቲ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ነበር ኣመራርሓ ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲታት ዕንወት ንጎድኒ ብምግዳፍ ዘለና ሃፍቲ ብዝግባእ ምጥቃም ኣለና-ኣባ ዱላ ገመዳ Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲታት ዕንወት ንጎድኒ ብምነግዳፍ ዘለና ሃፍቲ ብዝግባእ ምጥቃም ኣለና ነበር ኣመራርሓ ኣባ ዱላ ገመዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። ኣባ ዱላ…