Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት…

ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 የካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ሚኒስትር ዴኤታ አየለች እሸቴ÷…

ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን…

ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኢትዮጵያ ቀነኒሳ ኣለሜ (ዶ/ር)። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዘተ ቢዝነስ ማዕረ ንማዕረ፣…

ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል። ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ…

ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ተፈጥሮ ብልግስናኣ ካባ…

ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤት ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤትን ንዘላቒ ውሕስና ናብራን ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ጎርጎራ ብምቕፃል…

ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ኣብ ውሽጡ እንታይ ሒዙ ይርከብ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ውጥን ፕሮጀክት 'መኣዲ' ዝኾነን ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝርከብን ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ብዕሊ መሪቖም፡፡ እቲ ሪዞርት ተፈጥሮኣዊ ፅባቐ ወሎ፤ ዘበናዊ ከምኡ እውን ዓለም ለኸ…

ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ ዝተፈላለዩ ዝምለከቶም ኣካላት ብምስታፍ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 2ይ…

ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ እታ ከተማ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተካይዶም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን…