ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ዝቐረቡሉ ኣርባዕ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ወሳኒ እዩ – ምሁራት mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡ እቶም ምሁራት ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ከፋፋሊ ያታ ብምግዳፍ ኣብ ሓባራዊ ጉዳያት ትኹረት ምግባር ሃገራዊ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትግበራ ፖሊሲ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፋሕድ ኣጀንዳ ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኺቡ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝቢ ኣምሓራ ፋኖ ክረኣየልና ይግባእ ዝበሎም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣረኺቡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣማራፂ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ንስራሕቲ ልምዓት ቱሪዝም ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ኒኢዱ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መዳረግቲ ኢኮ-ቱሪዝም ንምስፋሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ዝንኣዱ እዮ ኢሉ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤማሬት ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ጎና ጎኒ ምስ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ Desta Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ኣብ ዝሓለፉ ከልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ሰነድ ስምምዕነት ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ድሕሪ ምኽታሙ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ ስሩዕ ኣኼባ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ይግባእ ኢሉ፡፡ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ 5ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።…
ቢዝነስ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርቂ በጀት ዓመት 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪቡ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ካብ መሸጣ ኢነርጂንን ዝተፈላለዩ እቶትን 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪበ ኢሉ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግልጋሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ይትቲ ኣሎ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ መገዲ ሰላም መሪፆም ዝተመልሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝባዊ ኣምሓራ ፋኖ (አፋሕድ) ይዛተ ኣሎ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ…
ቢዝነስ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ተጀሚሩ Desta Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ዘሎ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ብዕሊ ሎሚ ተጀሚሩ። ነቲ ህንፀት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሞያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምጅማሮም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዋና…