እቲ ዘተ ንዘበናት ዝፀንሑ ፀገማት ብምፍታሕ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዘኽእል እዩ – ተዛተይቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ንዘበናት ዝፀንሑ ፀገማት መፍትሒ ብምሃብ ዝሓሸት ሃገር ንምህናፅ ዕድል ዝፈጥር እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ዘተ።
ኣብ ሸሞንተ ዓበይቲ ኣጀንዳታት ዘድሀበ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…