Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ባላቴ ንሓደሽቲ ሰልጠንቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ባላቴ ንሓደሽቲ ሰልጠንቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዋና ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ÷ ብፈቓድን ብሞራልን ንሃገሮም ብሞያ ውትድርና ንምግልጋል ዝመፅኡ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብ ምዕባለ ንዝግበር ጉዕዞ ጉልበት ኢዮም – ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብ ምዕባለ ንዝግበር ጉዕዞ ጉልበት ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፤ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል…

መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ ኣኽሱም ዳግመ በረራ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 ዓ ም( ኤፍ ቢ ሲ) መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ ኣኽሱም ዳግመ በረራ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚሩ። ብሰንኪ ኵናት ከቢድ ዕንወት ገጢምዎ ኣገልግሎቱ ተቛሪፁ ዝፀንሐ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ፥ ንዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከይዲ ህንፀት ምፅንሑ ይዝከር። እቲ ክካየድ…

መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ብምትሕባር ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ትግራይን ዝተሰናደአ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ 5ይ ደረጃ ተቐሚጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ተቐሚጣ። ከም ሓሬታ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ሓምሻይ ደረጃ ዝሓዘት 205.1 ቢሊየን ዶላር ሓፈሻዊ…

ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፤ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት…

ኢትዮጵያ እናኸፈለትልና ንትርከብ መስዋእትነት ነመስግን- ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ፕሬዚዳንት ኣብዲኣዚዝ ሓሰን ለፍተግሬን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር ሰላም ተዋፊሩ ኣብ ባይድዋ ንዘሎ ህዝቢ ሶማሊያ ሰላሙ ንምርግጋፅ እናኸፈሎ ዝርከብ መስዋእትነት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ እቶም 18 ትሕቲ ዕድመ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ነቶም ተመለስቲ ግቡእ ክንክን ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ…

እስራኤል ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ 7 ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ። እስራኤል ኣብ ማእኸላዊ ጋዛ ብዘካየደቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኢያ ነቶም ዜጋታት ካብ ኢድ ሃማስ መንዚዓ። እቶም ካብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ተዓጊቶም ተወሲዶም…