ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ። ካብቶም 829 እቶም 337 ብትሑት መሃያ ዝመሓደሩ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ዝተረኸቡ ኣማሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣይተ ሓለፎም…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምኽክር ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም። ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ…
ስፓርት 4 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብሉፃት ኣትሌታት እዚ ዓመት ተኻቲቶም Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ታምራት ቶላ፣ ትዕግስት ከተማን ሱቱሜ ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ካብ ስታዲየም ወፃእ ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2024 ተኻቲቶም። እቶም ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውድድር ጕያ ጎደና ብዘመዝገብዎ…
ቢዝነስ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከም ሃገር ይምዝገብ ኣብ ዘሎ ምዕባለ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት እተመዝግቦ ኣብ ዘላ ምዕባለ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፥ ኣፈፃፅማ ቀንዲ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ዘቲዮም Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ማክታሃር ዲዮፕን ምክትል ኤጀንሲ ኩለ መዳይ ውሕስና ኢንቨስትመንት ኢትዮጲስ ተፈራን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምኡውን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋመኒ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሰርሕ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበሮ ፀንሒት ዕዉት ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ዝገበረ ፃንሒት ሸቶኡ ዝወቕዐን ዕዉትን ከምዝኾነ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካተተ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፤ ዓለም ለሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና የልዑካን Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ዝርከብ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ምስ ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዩ። ነቲ ጉጅለ ዝመርሑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት…