ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ” 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ" 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡
እቲ ውድድር ጉያ ጎደና÷ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽንያት ብምጋብር ኢዩ ዝካየድ፡፡…