ሪፐብሊክ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃንግ ካንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፐብሊክ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ፅኑዕ ከልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን…