ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት…