ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክትኾስ እዩ mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር መበል 1447 ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክተኩስ እዩ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ፤ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር 9 መዳፍዕ ክትኮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፤ ምትእስሳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen May 26, 2026 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመበል 1447 ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዝስዕብ ክቀርብ:- እንዃዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 55 ስሩዕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣኼባ mizan mekonen May 26, 2026 0 ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መበል 55 ስሩዕ ኣኼባኡ ብምክያድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ተመያይጡ ኣሕሊፉ። 1. ፈለማ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ፋይናንሳዊ ሓገዝን ስምምዓት ልቓሕን ዘትዩ። እቲ ቀዳማይ ንሰበኽ ሳግም ምምሕያሽ ምግብን መነባብሮን ንምትግባር ካብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ናይ ኣርብዓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውቲታት መረፃ ኣብ ኩሎም ክልላት መረፃ በፂሑ ኣሎ – ቦርድ መረፃ mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናውቲታት መረፃ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ኢትዮጵያ በፂሑ ኢሉ። ኣካቢት ቦርድ መረፃ ሜላተወርቅ ሃይሉ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምድላዋትን ቀፃሊ ከይዲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን። እቲ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበናዊ ተርሚናላት ትራንስፖርት ኣብ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብክልተ ዙር ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተተሓሒዙ ደረጃኦም ዝሓለዉ ተርሚናላት ትራንስፖርት ተሃኒፆም ኣገልግሎት እናሃቡ ይርከቡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ በዓል መዚ መገዲታት እቲ ምምሕዳር ከተማ እያሱ ሰሎሞን ምስ ፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈፂማ mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ኣብ ዝርከብ ቤዛት መዓስከራት ሚሳይላትን ጀላቡን ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ፡፡ ማእከላይ እዚ ኣሜሪካ (ሴንትኮም) ከምዘፍለጦ፤ እቲ መጥቃዕቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ወታደራት ኣሜሪካ ንምክልኻልን…
ቢዝነስ ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ሓፈሻዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ኢኮኖሚን ፋይናንስ መሰረት ብምግባር ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ጎንደር ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ፡፡ "ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጎስጓስ መረፃ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማና ብሓድነት ሃገር ናይ ምፅናዕ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሃገር ናይ ምጥንኻር መልእኽቲ ዘመሓላለፍሉ እዩ ኢለን ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ…