ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሪፐብሊክ ላይቤሪያ ብርጋዲየር ጄኔራል ጄራልዲን ጃኔት ጆርጅ ኣብ ኣብ ኣዲስ…