ፍርያት ኢትዮጵያ ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ሩሲያ ዝቐርቡሉ መድረኽ ኦንላይን ዕድጊት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ናይ ሩሲያ ኢ-ኮሜርስ ኩባንያ ዋይልድቤሪስ ኢትዮጵያውያን ኣፍረይቲን ነጋዶን ፍርያቶም ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ሩሲያ ዘቕርቡሉ ኦንላይን መድረኽ ዕድጊት ብዕሊ ኣጀሚሩ።
እቲ ኩባንያ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ውፅኢታት ቡን፣ ጨርቀመርቂን ቆርበትን፣ ናይ…