ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም።
ኣብቲ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቓ 4 ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…