ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሉሜ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ሓዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋን ዘቲዮም። ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ኣድላዪ ደገፍ ብምግባር ናብ ስድረኦም ንምፅንባር ዘኽእል ኣድላዪ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ካብ 29 ሚያዚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ የመንን ኢራንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዳይሬክተር በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ኳታር ሱልታንአል ሳዓዲን ልኡኾመን ዘቲዮም።…
ቢዝነስ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪዩ ፍሪያታት መጠንን ፅርየትን ብምውሳኽ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ። ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሰናድአ ካብ 1 ክሳብ 5 ገንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ዝሳለጥ መድረኽ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይቕፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ይሳልጥ ኣሎ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ዩንቨርስቲ ቦንጋ ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንዘላቒ ናብራ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ነገሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ኩለ መዳይ ቤት ፅንፀት ድሬዳዋ ገሊፁ። እቲ ቤት ህንፀት ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝተፈላሉዩ ሙያዊ ስልጠናታት ብምሃብ ማሕበራት ብምውዳብ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ንዕዳጋ የቕርቡ ተረባሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ስቲሪንግ ኮሚቴ ሪፎርም ነዳዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ሪፎርም ነዳዲ ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡብምግምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተወካሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…