ዜናታት ውሽጢ ዓዲ #ንፅህቲኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2024 0 ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 20 ሚያዚያ፣ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ጠሚቱ ጎስጓስ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ። ኩሉ ሰብ ይምልከተኒ ኢዩ ብዝብል÷ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248 ንጎስጓስ “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ክፅምበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር፥ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት መቅደስ ዓለምሸት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው፣ ለተሰንበት ግደይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዓለም ለኻዊ ኩነታት ብምግንዛብ ድሕንነት ሃገር ዝሕልዉ መራሕቲ መኮንናት የፍሪ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ከም ትካል ዓለም ለኻዊ ኩነታት ብምግንዛብ ድሕንነት ሃገር ዝሕልዉ መራሕቲ መኮንናት የፍሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሜጀር ጀኔራል ሙሉጌታ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮንናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሆሳእና ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነስርዓታት ይኽበር ኣሎ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሆሳእና ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ቤተክርስትያን ፅዮን ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል በብዓመቱ ብዝተፈላለዩ ስርዓታት ዝኽበር እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን ድማ ምእመናን ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ…
ስፓርት ኣትሌት መዲና ኢሳ ብትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት መዲና ኢሳ ኩባኒያ ኣዲዳስ ኣብ ዘሰናደኦ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ። እታ ጓል 19 ዓመት ኣትሌት፥ ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓን 38 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ። ኣትሌት መልክናት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም Desta Apr 27, 2024 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ብዓል፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልልን ካልኦት ክፋላት…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት መደሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ተጓዓዝትን ኣገልግሎት ፅዕነትን ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ክሳብ 1 ሰባት ናይ ምጉዕዓዝ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ኣገንዚበን። ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ግደ ደቂ ኣኒስትዮን ተሳትፎን ዝጠመተ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሃገራዊ…