Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ደቡብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ታሌብ ኣብደላህ ተቐቲሉ፡፡ ታሌብ ኣብደላህ ትማሊ ምሸት ጦር እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ጆዩያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ ብሳጓ…

ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ፈተና ንልዕሊ 700 ሺሕ ተምሃሮ ብወረቐትን ኦን ላይንን ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ተፈራ ፈይሳ፥ እቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቐረበሉ 971 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን መሪሑ። እቲ ባይቶ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ÷ ሚኒስትር ገንዘብ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊን ካልኦት ትሸዓንተ ሰባትን ሒዛ ዝተሰወረት ወተሃደራዊት ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ ዋላ ሓደ ዝደሓነ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ላዛሩስ ቻኩዌራ ኣፍሊጦም። ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማን እቶም ካልኦት ትሸዓንተ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ኣዋርሕ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እቲ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝመርሕዎ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁልፊ ዝኾኑ ሴክተራት ብዕምቆት ብምርኣይ…

ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ህዝባዊ በዓላት ብስነ ምግባር ዝተሃንፀ ሃገር ዝፎቱ ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኢሉ እውን ንሃገርን ህዝብን ዘለዎም…

ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ። ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል…

ኣብ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከባቢ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ሳጅን ኣብድረማን ረዲ ገሊፆም። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡20 ካብ ወራቤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጉዓዘት…

ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም…