ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪ መርሃ ግበሪ ፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት(ዜሮ ዶዝ) ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ እቲ ፕሮግራም ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ግሎባል ኢኒሽዬቲቭ ሕብረት…