ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ትግበራ ስግግር ፍትሒ ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ፃዕሪታት ስግግር ፍትሒን ሃገራዊ ዘተን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣሊሰን ብላክበርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ሳፋሪ ዝተቐየራ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ምስክርካር ሳፋሪ ዝተቐየራ በዓል ሓደ ጋቢና ፒክ ኣፕ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ። ቱሪዝም ኣብ ፕሮግራም ሪፎርም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ቅድሚት ካብ ዝተውሃቦም ዓውዲታት ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ጂቡቲ ዝግበሩ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ርክባት ሓበራዊ ምርድዳእ ክብ ዘብሉ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ መሃሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣቢሉ ካብ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ዑማር ጉሌ ዝመፅአ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ከምዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብዘተ ትድሓን ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብዘተ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ማሕበራት ፅንዓት ንኢትዮጵያን ሰላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያን ብሓባር "ብምይይጥ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጉዳይ እቲ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ዘጨብጡ መልእኽቲታት ኣብ…
ቢዝነስ ባንኪ ኣቢሲንያ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲንያ ንካልኣይ ግዘ ዘሰናድኦ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ። “ኣሚን ኣዋርድ” ፈታሒ ፀገም ውድድር ፈጠራ ምህዞ ዝኾኑ ሓሳባት ብልዑል ንሕንሕ እንተሳትፍ ምፅንሑ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብቲ ውድድር…
ስፓርት መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወ/ሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ንዘቕርብኡ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ወፃኢ ብምሽፋን ተመጣጣኒ ትርፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንዝህነፅ ኩባንያ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ተገይሩሉ ንዝህነፅ ኩባንያ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ካሚል ኢብራሂም፣ ምክትል ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኮርፖሬት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ተኣኪቦም Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ሃማስን እስራኤልን ከምኡውን ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ኣብ ጣሊያን ከምዝተኣከቡ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ብዛዕባ ኲናታት፣ ቀረብ ሓይሊ…