ቢዝነስ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ተዋሂቡ Desta Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዓውዲ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ምርካብ ኣብ እዋን ሕድሳት ቀዳምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ብምትሕግጋዝ ክኸውን ኣለዎ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Apr 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓ/ቃድር መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ተሳሊጡ Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ስነ ስርዓት ርኽክብ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ቀረብ መስተ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ህንዲ ኣብ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኽሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ህንዲ ኣብ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኽሳተፉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ህንዲ ከተማ ሙምባይ ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራትን ንግዲን እስያ ኣፍሪካ ዘሰናደኦ ሻድሻይ ዓለም ለኸ ፎረም ኣመራርሓ…
ቢዝነስ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኮሚሽነር ንግድን ኢንዱስትሪን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽነር ንግድን ኢንዱስትሪን ሕብረት ኣፍሪካ ኣልበርት ሙቻንጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዓውዲ ግብርናን ኢንዱስትሪን ተመጋጋቢ ብምግባር ብምስራሕ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ዘኽእሉ ስራሕቲ ሓቢርካ ንምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበሩዎ ዑደት ኢትዮጵያ ምስታ ሃገር ዘለዋ ርክብ ዘጠናኽር ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (አፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበሩዎ ዑደት ኢትዮጵያ ምስታ ሃገር ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ዘጠናኽር ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ቢልለኔ ስዩም ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞዛምቢክ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ጠረፍ ባሕሪ ሞዛምቢክ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስጣም ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ ሞዛምቢክ ሰብ መዚ ግዝኣት ናምፑላ÷ እታ ጃልባ 130 ዝኾኑ ሰባት ኣሳፊራ ከምዝነበረትን ካብቲ ሓደጋ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረፉን ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 900 ስታርት ኣፓት ዝሳተፉሉ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተኸፊቱ። ንሰለስተ ሰሙን ዝፀንሕ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምፅምባር ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ መንግስቲ ለውጢ ዘምፅኦም ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢታት ንምድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንሓደጋ ዘቃልዑ ኣሰራርሓታት ብምሕባር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ናይ ጥንቃቐ…