ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሰባት ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ምስቅስቓስ ሰባት ስዒቡ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ሕማም ክህሊ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።…