ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ኣብ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ብትኹረት ከምዝሰርሑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ተፀበፃ ኣብ ምግባር ብትኹረት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ፋይናንስ÷ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክታት ዘሎ ክፍተት ዓውዲ ፋይናንስ…