Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት…

56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉም ሕገ መንግስቲን ክትትል ኣፈፃፅማ ውሳነን እቲ ቤት ምኽሪ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ…

ክሳብ ሕዚ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተኣበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ፍቅርተ ታምር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ “ዓብዪ…

ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ "ተጋድሎ ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ፍትሒን"…

ኣብ ጀርመን በርሊን ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን በቢዓመቱ ዝካየድ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም (ITB) ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኤግዚቢሽን÷ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ፍሉጣት ኩባንያታት ቱሪዝምን ሃገራትን ዘለወን መብፅሒን ግልጋሎት ቱሪዝምን ዘፋልጡሉ መድረኽ ኢዩ። ኣብቲ…

ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ኣብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሶቺ እናተኻየደ ኣብ ዝከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ኢትዮጵያውያን ይሳተፉ ኣለዉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ መናእሰይ እናተሳተፉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል…

ትራማዶል ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ ምጥቃም ንሃንደበታዊ ሞት ከምዘቃልዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማዶል ካብ ፍቓድ ሓኪም ወፃእ ብሓደ ግዘ ኣብዚሕኻ ምውሳድ ካብ ሃንደበታዊ ሞት ክሳብ ቀፃልነት ዘለዎም ፀገማት ጥዕና ዘቃልዕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ትራማዶል ዝተብሃለ ግዚያዊ ፀረ ቃንዛ ክኒን ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ እናተዘውተረን ወልፊ እናኾነን…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስኮትላንድ ግላስኮው ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ዴኤታ…

ካብ ባህር ዳር – ጋሸና – ኣላማጣ ዝተዘርገሐ መስመር ብምብጣሱ ሓይሊ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባህር ዳር - ደብረታቦር - ንፋስ መውጫ - ጋሸና - ኣላማጣ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ላዕለዋይ መመሓላለፊ ሓይሊ መስመር ብምብጣሱ ኣብቶም ከባቢታት ሓይሊ ተቛሪፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዳይሬክትር መምርሒ ሰሜን ምዕራብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ። እቲ ገምጋም ኣርባዕቲኦም ምሕደራዊን ፍትሒን፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታትን ብዝምልከት ኣብ…