ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ድሕንነትን ሉኣላዊንትን ሳይበር ኢትዮጵያ ንምሕላውን ሃገራዊ ስነ ምህዳር ሳይበር ኣብ ምጥንኻርን ብስፍሓት ንምዝታይ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ንክለተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ የብላን ኢሉ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ ከምዘይግባእ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዕዳጋ ቲዬሪ ብሬተን ገሊፆም፡፡ እቶም ኮሚሽነር ከምዝሓበሩዎ÷ ዩክሬን ሓደ ሚሊየን ከበድቲ ጦር መሳርሒታት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብናፃ ክብርከተላ ክትሓትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ካራማራ ሉኣላዊነት ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ካራማራ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያውያን ካብ ዓወት ዓድዋ ጀሚሩ በቢዘበናቱ ኣብ ክብሪን ሉኣላዊነትን ሃገሮም ዘይደራደሩ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምቲ እዚ ዓመት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዋን ክረምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተወገነ ከምዝኆነ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። “ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኣተኣማማኒን ቀፃልነት ዘለዎን ዕድል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣልጀሪያ መበል ሻውዓይ ጉባኤ እተን ሃገራት ተሳሊጡ። 14 ነዳዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሐመድ ሳሌም ኣልረሺድ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኢትዮጵያ ምስ መሓዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀክት ዝለምዕ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ቅድመ ምድላው እቲ ፕሮጀክት ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣራት ኪሎ ከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳግማዊ ሚኒሊክ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ። ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ፥ ካብ ኣምስት ኪሎ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ኣምስት ኪሎ ዝወስድ መገዲ ከምዝተዓፀወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲን ክካየድ ኢዩ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፆመ ሮሞዳን ምኽኒያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተመረፃ ከተማታትን ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ኢትዮጵያ ተፍጥር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ኣብ ጎደና ንዝነብሩ፣ ተመዛበልቲ፣ ኣብ…