ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ጠይባ ሓሰን፥ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝመፅኡ ስደተኛታት ተተኣናግድ ዘላ…