ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት ትሕብብር ልምዓት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ልዑል ምዕራፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንሓለዋ ከባቢ ዝውዕል ትሕብብር ልምዓት ገንዘብ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ቴክኖሎጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስርሕ ካሕሳ መሬት ገጠርን ከተማን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ክልል ትግራይ ፀዲቑ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እናዘተየ ዝፀንሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣድላዪ ሓገዝ ብምግባር ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓለ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ሓዊሱ 117 ካብ ሃገር ክወፅኡ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ተታሊሎም ብክልል ሶማሌ ኣቢሎም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብተወሳኺ ኣብቲ መርሃ ግብሪ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ኣሰልጣኒ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ገይሩ። እቲ ትካል ብጎንፂን ድርቂን ንዝተጎድኡ ኣብ ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ 4 ሺሕ ሓረስቶት ዝከፋፈል ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰፊሕ ሃገራዊ ትሕዝቶ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ45 ሚሊየን ዶላር መመሓየሺ ፕሮጀክት መሰረተ ልማት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተመረፃ 10 ከተማታት ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን መመሓየሺ መሰረተ-ልማትን ኤሌክትሪክ ብምሕንፃፅ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ምግባሩ ብምኽንያት ምእራግ መስመራት ዲስትሪቢዩሽን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንዝትግበሮ ፕሮጀክትታት ጠንካራ ምትሕብባርን ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍን ንክገብር ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ጆናታን ንዛይኮሬራ ዘቲዮም። እቲ ባንኪ ኣብ…