ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ።
እቶም ኣባላት ልኡኻት፥ ኣባላት ሰብ ሞያ ሕክምና ማህፀንን ጥንስን፣ ሕክምና ዩሮሎጂ፣ ሕክምና ኒውሮ ሰርጀሪ፣ ሰመመንን ነርስን ዝሓቖፈ ኢዩ…