Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዑደት እቲ መሰልጠኒ ኣብ ሜዳን ኣብ ክፍሊን እናሃቦ ዝርከብ ከይዲ ስልጠና ብዝምልከት ነቲ…

ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ኣገዚቦም፡፡ በቶም ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዱባይ ቅድሚ መበል 13 ዓለም ለኸ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዝካየድ “ዘተ ዙሪያ…

‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ 18 ክሳብ 22 ለካቲት 2016 ዓ.ም ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መርሃ-ግብሪ÷ "ሓበራዊ ፃዕሪ ንዲጂታል ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ከምዝኾነ…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ሜትሮ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። 6ይ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ቱኒዚያ ሃማማት ምክያድ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ…

ኣብ ክ/ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ…

ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ብተኣማንነትን ትግሃትን ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እነት ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መበል…

ኣይተ ደመቀ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም። ኣይተ ፀጋዬ ጨማ ድማ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ማእኸል…

ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዝረኣዩ ክፍተታትን ዘይሕጋዊ ንግዲታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ተሳተፍቲ ንዘልዓልዎም ሕቶታት ኣይተ ሙስጠፌ…