ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዝረኣዩ ክፍተታትን ዘይሕጋዊ ንግዲታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ተሳተፍቲ ንዘልዓልዎም ሕቶታት ኣይተ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ነዚ ምውሳኑ ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዓውደ ዘተ "በዓል ዓወት ዓድዋ ንሰላም፣ ሓድነትን ብራኸ ትግራይን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምሕዝነኦም ንምግላፅ ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቮንደር ሌየን፥ ብገንዘብ፣ ኢኮኖሚ፣ ወተሃደራዊ ደገፍን ሞራላዊ ምትብባዕን ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ። እቲ ሓዱሽ ህንፃ 17 ደብሪታት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ደንቢ ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ሃገርና ዘለዋ ሃፍቲ ደን ብኣግባቡ ንምልማዕ፣ ንምሕላውን ብዘላቕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ተጠርጣሪ እቲ ገበን ዝፈፀሞ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 1 ኣብ ሓደ መሸጢ ወርቂ ሹቕ እንትኸውን÷ እቲ ውልቀ ሰብ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ለምዓት ኣሜሪካ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ። እቲ 156 መሳርሒታት፥ መመርመሪ ሕማም ሳንቡእ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር፥ ኣብ ዓውዲ…
ስፓርት 6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ። እቲ ውድድር ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ እንትኃን÷ ንመበል 6ይ ግዘ ኣብ ቱኒዚያ ከተማ ሃማማት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ለካቲት ጀሚሩ ከምዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ወሲዱ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ልዕልነት ሕጊ ተትተጓደለ ፍትሒ ንምንጋስ ዝስራሕ ዘሎ ተግባራት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል እቲ ኮሚሽን ን15 መዓልታት ዝፀንፀ ገምጋም…