Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ እቲ ክልል ብሓላፍነት ንዝሰርሑ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- 1. ኣይተ ኣስር ኢብራሂም - ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን 2. ኣይተ ኣልጀሊ ሙሳ - ዋና ዳይሬክተር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለምን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ናይ ህፃናት ሕማም ቆርበት መፍለዪ ሲስተም ደርምኔት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደርምኔት ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ውፅኢት ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ ኢዩ፡፡ እቲ ስርዓት ሕማም ህማም ቆርበት ህፃናት ንምልላይ ዝሰርሕ ከምዝኾነ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ። ከምኡ እውን…

“ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሓዱሽ ወግዒ” ሓሳብ…

ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሳጡ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራት ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓምሓራ ኣብዱ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣፉሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል…

ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተግበሮም ዝርከብ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ተመስገን ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ንተምሃሮን ከይዲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዑደት እቲ መሰልጠኒ ኣብ ሜዳን ኣብ ክፍሊን እናሃቦ ዝርከብ ከይዲ ስልጠና ብዝምልከት ነቲ…

ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ኣገዚቦም፡፡ በቶም ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዱባይ ቅድሚ መበል 13 ዓለም ለኸ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዝካየድ “ዘተ ዙሪያ…