ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ- ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ክብላ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን።
ሚኒስትር እቶትን ባንኪ ዓለምን ብሓባር ዘሰናደእዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዲጂታል ምምሕዳር ታክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…