ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ-ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ሃገራዊ መርሃ ግብሪ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ…