ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ዘለዉዋ ሃፍቲታት ቱሪዝም እናፋለጠት ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ሃፍቲታት ቱሪዝማ እናፋለጠት ትርከብ።
ካኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ እቲ ኤግዚቢሽን÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ጉዕዞን…