ኣብ ክረምቲ እዚ ዓመት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዋን ክረምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተወገነ ከምዝኆነ…