ወታደራት ኔቶ ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዓለም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ።
ሩሲያ እዚ ዝበለት ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሕብረት…