ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ 20 ሚሊየን መናእሰይ ስልጠና ንክረኽቡ ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብተወሳኺ ኣብቲ መርሃ ግብሪ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ኣሰልጣኒ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ገይሩ። እቲ ትካል ብጎንፂን ድርቂን ንዝተጎድኡ ኣብ ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ 4 ሺሕ ሓረስቶት ዝከፋፈል ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰፊሕ ሃገራዊ ትሕዝቶ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ45 ሚሊየን ዶላር መመሓየሺ ፕሮጀክት መሰረተ ልማት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተመረፃ 10 ከተማታት ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን መመሓየሺ መሰረተ-ልማትን ኤሌክትሪክ ብምሕንፃፅ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ምግባሩ ብምኽንያት ምእራግ መስመራት ዲስትሪቢዩሽን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንዝትግበሮ ፕሮጀክትታት ጠንካራ ምትሕብባርን ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍን ንክገብር ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ጆናታን ንዛይኮሬራ ዘቲዮም። እቲ ባንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፍትሕ ባይ ቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ምምሕዳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ክገብሩ ኢዮም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ከምዝገብሩ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ብዝምልከት ከምዝበልዎ፥ ሃማስ ረቂቕ ሰነድ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ ንምጥንኻር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ- ሌ/ል ጄ/ል መሰለ መሰረት Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆሮ ጉድሩ ዞባ ወለጋ ዝርከብ ጉጅለ ገብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ምውዳድን ምትሕብባርን ኣመራርሓ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ ምዕራብ እዚ ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል መሰለ መሰረት ኣብ ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝግምግም ተገሊፁ። ረቂቕ ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ኣፅዋር ኲናትን ገንዘብን ሓቢኦም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንበሪ ገዛ ኣፅዋር ኲናትን ገንዘብን ሓቢኦም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ጠበንጃ፣ ሽጉጥ፣ ጥይትን ለዕሊ 1 ሚሊየን ብር ብኤግዚቢትነት ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ። ኣብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ…