ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞዛምቢክ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ጠረፍ ባሕሪ ሞዛምቢክ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስጣም ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ ሞዛምቢክ ሰብ መዚ ግዝኣት ናምፑላ÷ እታ ጃልባ 130 ዝኾኑ ሰባት ኣሳፊራ ከምዝነበረትን ካብቲ ሓደጋ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረፉን ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 900 ስታርት ኣፓት ዝሳተፉሉ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተኸፊቱ። ንሰለስተ ሰሙን ዝፀንሕ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምፅምባር ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ መንግስቲ ለውጢ ዘምፅኦም ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢታት ንምድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንሓደጋ ዘቃልዑ ኣሰራርሓታት ብምሕባር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ናይ ጥንቃቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ዓወታት ዘመዘገበ፣ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ – ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘመናት ኣጋጢሞም ዝነበሩ ስብራታት ብግቡእ ዝፈለየ፣ ስብራታት ብምፅጋን መፍትሒ ዘቐመጠን ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ” ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ መምርሒ ኢንቨስትመንትን እቲ ብሄረሰብ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ። ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ከተማ ደባርቅ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ስልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት ዉሽጣዊ ሰላምና ብምፅናዕ ደጋዊ ፅዕንቶታት ብዓወት ክንዋፃእ ኢና፣ ሰላምና ኣብ ሕድሕድ ገዛና ኢያ፣ ኣብቲ ክልል ሕቶታት ብሰላማዊ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማታት በርሊን፣ ማድሪድን ዴጉን ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሙላቷ ተክሌ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 6 ደቒቓን 53…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ገንዳ ውሃ ዝሳለጥ ዘሎ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት፥ ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሃገርና ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ግደና ክንዋፃእ ኢና፣ ብሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ዝብተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም Desta Apr 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ደገፍ፥ “ንሰላምና ዘብዒ…